-
ቀዳማይ ዋዕላ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ
ባይቶ ይኣክል ሕ.መ.ኣ BAYTO YIAKL USA مجلس كفایة الولايات المتحدة ባይቶ…
Read More » -
ስትራተጂካዊ/ስልታዊ ውጥን ኮሚተ ተሓላቕነትን ዝምድናታትን
ራኢ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ኤርትራውያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ምስ ካልኦት ህዝባዊ ምንቅስቃሳት ዝምድና ምፍጣርን ከምኡ ውን ሓቀኛ ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ…
Read More » -
ክፍሊ ሕሳብ (Finance)
ክፍሊ ሕሳብ፡ ጨንፈር ናይ ትካል ባይቶ ይኣክል’ዩ። ክፍሊ ሕሳብ፡ ምሕደራ ሕሳብን፡ ኣተሓሕዛ ንብረት ናይዚ ምንቕስቓስን ሓላፍነት ኣለዎ። እዚ ክፍሊ፡ ብምምሕዳር…
Read More » -
ክፍሊ ሕግን ስትራተጂያ ውጥንን
ክፍሊ ሕግን ስትራተጂያ ውጥንን ባይቶ ይኣኽል ሓደ ካብቶም ሾብዓተ ክፍልታት ናይዚ ትካል እዩ። ናይዚ ክፍሊ ሓላፍነታት ሰፋሕትን ብዙሓትን እዮም። ካብቶም…
Read More » -
ክፍሊ ባህሊ፡ ስነ-ጥበብን ስፖርትን
ራኢ ንባህላዊ፡ ስነጥበባዊ፡ ተፈጥሮኣዊን ታሪካዊን ጸጋታት ሃገርና ዝግደስን ዝፈቱን፡ ዘበልጽግን ዝሕብሕብን ንጡፍ ሕብረተሰብ ብምህናጽ፡ ባህልና ናብ’ቲ ንቡር ምምላስ። ንቡርና ክምለስ…
Read More » -
ሓይሊ ዕማም ጎስጓስን ውደባን
ሓይሊ ዕማም ጎስጓስን ውደባን እቲ ዝዓበየን ኣገዳስን ሓይሊ ዕማም ባይቶ ይኣክል ሕ፨መ፨ኣመሪካ እዩ ፡፡ እዚ ሓይሊ ዕማም እዚ ኣብ ሕ.መ.ኣ…
Read More » -
መድያን ሓበሬታን
ራኢ: ብመራኸቢ ብዙሓን ጌርካ ነቲ ሓበሬታ ተሓሪምዎ ዘሎ ኣብ ውሽጥን ደገን ዘሎ ህዝብና፡ ቅኑዕን፣እዋናውን፣ወድዓውን ዜናታት፡ምምሕልላፍ፡ እቲ መሳርሒ ከም ኣብነት፡(ፈይስቡክ፣ዩቱብ፣ትዊተር፣ ሬድዮን፣ተለቪዥን…
Read More » -
ስትራተጂካዊ ውጥን ሓይሊ ዕማም ዘተን ዕርቅን
ራኢ ሓንቲ ልዑላውነታ ዘረጋገጸት ስልጥንትን ዲሞክራስያዊትን ዜጋታታ ድማ ኩሎም ብዘይ ኣፈላላይ መሰሎም ተሓልዪ ብ ምሉእ ናጽነትን ማዕርነትን ፍትሒን ዝነብሩላ ምምሕዳራ…
Read More »