• Bayto Yiakl USA Editorial TeamSeptember 19, 2020

    ህዝቢ ኤርትራ፡ ንተንኮላት ህግደፍ ክነቅሓሉን ክምክቶን ኣለዎ

      ህዝቢ ኤርትራ፡ ንተንኮላት ህግደፍ ክነቅሓሉን ክምክቶን ኣለዎ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሳምንቲ፡ ቅንጣብ ሓልዮት ህዝቢ ኤርትራ ዘይብሉ ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣብ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamSeptember 12, 2020

    በትሪ ኣብ ኢድና ተመን ኣብ እግርና፡ ፈታሕቲ ጸገም ንሕና

      ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ እተን ኣብ ሓደ ዓመት ዝርከባ 12 ኣዋርሕ ነፍስ ወከፈን ብፍሉይ፡ ዘሕጉስ ወይ ዘሕዝን ፍጻመታት ዝተሓዝኣን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamSeptember 4, 2020

    ንቅድሚት ክንስጉም ኣተሓሳስባናን ኣሰራርሓናን ክጸፍፍ ይግባእ

      ንቅድሚት ክንስጉም ኣተሓሳስባናን ኣሰራርሓናን ክጸፍፍ ይግባእ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፍጽሞ ዘሎ ኩሉ ዓይነት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰልን ሕጊ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 29, 2020

    ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ

    ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ   ሎሚ ሃገርና ኤርትራ ትሓልፎ ዘላ መድረኽን ንህዝብና ኣጋጢምዎ ዘሎ ብድሆታትን፡ ካብ ዝኾነ እዋን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ምሕደራ ግዜ፡ መግለጺ ኣኽብሮትን ስነ ስርዓትን’ዩ

      ኣብ መብዛሕትና ኤርትራውያን፡ ከም ሕዱር ሕማምን ልምድን ከነወግዶ ዘይክኣልናን ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ዕንቅፋት ኮይኑና ዘሎን ዓቢ ጸገም፡ ኣጠቃቅማ ወይ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ካብ ጭካነ ጉጅለ ህግደፍ፡ ልቦና ህዝቢ ኤርትራ ይዓቢ

      ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ፡ ኣብ ግዜ ጸገም፡ ውራይን ካልእ ኣጋጣሚታትን፡ ብጉልበትን ገንዘብን ንብረትን ብወለንታዊ ምትሕግጋዝ፡ ሓደ ካብ ዝኸበረን ዘነይትን ባህሊ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ህዝቢ ኤርትራ ዝብላዕ እንጀራ እምበር፡ ዝፈስስ ደም ኣይደልን’ዩ

      ኣብ ዝሓለፈ 20 ዓመታት፡ ጉጅለ ህግደፍ፡ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕን ህዝቢ ኤርትራ ንምጭፍላቅን፡ ዘይተጠቅመሉ ተንኮልን ምድንጋርን ኣይነበረን። ብፍላይ እቲ ኣብ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ንቅሎ ባይቶ ይኣክል፡ ተስፋ ንህዝቢ ኤርትራ፡ መርዘን ንህግደፍ

      ዝሓለፈ ዓመት (2019) ፡ ባይቶ ይኣክል ኤርትራውያን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ክፍልም እንከሎ፡ ኣብ ኤርትራውያን ክልተ ቀንዲ ኣረኣእያታትን ስምዒታትን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ቅድሚ ክሲ ፍርዲ ምሃብ ብሕጊ ዘሕትት’ዩ

      ኣብተን ፍትሕን ሕግን ዝሰፈነለን ዲሞክራስያውያን ሃገራት፡ ተራ መራኸቢ ብዙሓን ንሕብረተሰብ፡ እሙን፡ መሃሪ፡ ኣዘናጋዒ ከምኡ እውን እዋናዊ ሓበሬታ ኣብ ምዝርጋሕ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ኣህጉራዊ ውዕላትን ሕግታትን ንህዝቢ ኤርትራ ስለምንታይ ይሃድሞ

      ነዚ ብጉጅለ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ዓፈናን፡ ብኤርትራውያን ክምከትን ክፍታሕን ከምዝግባእ ዘካትዕ ኣይኮነን።…

    Read More »
Previous page Next page