-
ሕልሚ ዓቢዪ ኣሕመድ፡ ሎሚ ንክልል ትግራይ ጽባሕ ንኤርትራ
ናይ ሓሶት ስምምዕ ሰላም መላኺ ኢሳያስን ዓቢዪ ኣሕመድን፡ ልዕሊ ሕቶ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ምፍታሕን ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ናብ ንቡር…
Read More » -
ኤርትራውያን እናሰማዕናን እናርኣናን ዳግማይ ናብ ሓዊ ከይንጥበስ ንጠንቐቕ
እቲ ኣብ መንጎ ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ንኣዋርሕ ክሕቆን ዝጸንሐ ቅልውላውን ሓድሕድ ፈኸራን፡ ብ4 ጥቅምቲ 2020 ናብ ዕንወትን…
Read More » -
ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣጽናቲ ጸላኢኻ ኢስይስን ግጅልኡን ምዃኖም ተገንዘብ!
ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣብ ሓምለ 2018 ዝተኸተመ ናይ ሓሶትን ዘይንጹርን ስምምዕ ምስሉይ ሰላም…
Read More » -
ማዕርነትነት ብስራሕ ተኻፋልነት ዝረጋገጽ መሰል እምበር ብዘረባ ዝወሃብ ጉንዖ ኣይኮነን
ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣብ 2019 ማዕበል ምንቕስቃሱ ኣብ ዝጀመረሉ፡ ክልተ ቀንዲ ኣረኣእያታትን ስምዒታትን የንጸባርቅ ነይሩ። እቲ ሓደ፡…
Read More » -
ሓርበኛ ኣቦና ሓጂ ሙሳ ንኽብርናን ንመሰልናን ህይወቶም ከፊሎም
ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንጅግነቱ፡ ንሕሰሙ፡ ንሓጎሱን ንመንነቱን ዘንጸባርቃን ዝገልጻን፡ ብፍሉይነት ዝዝከራ ዓመታት፡ ኣዋርሕን ዕለታትን ኣለዋ። ጥቅምቲ 2017 ድማ…
Read More » -
ምድንጋርን ስርቅን ጉጅለ ህግደፍ ዝሕብኣሉ በዓቲ የለን
ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣካይዳ ኣህጉራዊ ዲፕሎማሲ ብግቡእ ስለዘይስቆሮን ብቅርሕንቲ ዝኽሓነ ኣርሜን ፍጥረት ስለዝኾነን፡ ብሕጊ ክግዛእን ኣበራቱ ጠጠው ከብል ክንገሮ…
Read More » -
ኤርትራዉያን፡ ግዜ ንምጥፋእ ግዜ የብልናን
ኤርትራዉያን፡ ግዜ ንምጥፋእ ግዜ የብልናን ኣብ ቀዳማይ ዋዕላ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ብብዙሓት ሰባትን ብዝተፈላለየ ቃላትን ዝተደጋገመ ኣገዳሲ…
Read More » -
እዚ ብሓልዮት ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝዳሎን ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ናብ ኤርትራን ወጻእን ብማሕበራዊ መራኸቢታት ዝፍኖን ሓተታ፡ ኣብ ህሉውን መጻእን ንሃገርናን ህዝብናን ኣብ ዘገድሱ ቀንዲ ጉዳያትን ዛዕባታትን ዝድህስስ፡ ብቀንዱ ኣብ ኤርትራ ፍትሒ፡ ሰላምን ስርዓተ ሕግን ንምንጋስ ንዝካየድ ቃልሲ፡ ዘንጸባርቅን ዘጉልሕን ኢዩ።
ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ “ውሁድ ስራሕ ንውሑስ መጻኢ” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቃል፡ ብ25ን 26ን መስከረም 2020 ቀዳማይ…
Read More » -
First Conference of Bayto Yiakl USA
ባይቶ ይኣክል ሕ.መ.ኣ BAYTO YIAKL USA الولايات المتحدةمجلس كفایة Bayto Yiakl USA has successfully commemorated its first annual conference…
Read More » -
ኣረከብትን ተረከብትን ሕድሪ ሃገር፡ ኢድን ጓንትን ንኹን
ብዛዕባ ተራን ኣገዳስነትን መንእሰያት ኣብ ሕብረሰተሰብ፡ ብዙሕ መግለጺታት ይወሃብ ኢዩ። ብርግጽ መንእሰያት ዓንዲ ሕቆ ናይ ሓደ ሃገር ኢዮም።’መንእሰይ ዘይብሉ…
Read More »