• Bayto Yiakl USA Editorial TeamFebruary 19, 2021

    ኣዋጅ ኣቢዪ ኣሕመድ: ዝኣኽለን ጥሒነንስያ በዓለ ማርያም ይብላ ኢዩ

      ኣዋጅ ኣቢዪ ኣሕመድ: ዝኣኽለን ጥሒነንስያ በዓለ ማርያም ይብላ ኢዩ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ካብተን ኣብ ክልል ትግራይ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቑቦሙለን ዝነበሩ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamFebruary 19, 2021

    መደረ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ዝዓሰወ እንጀራ ኣብ ሓድሽ መሶብ’ዩ

      ባይቶ ይኣክል ሕ.መ.ኣ     BAYTO YIAKL USA    ولاياتال كفایةالمتحدة مجلس ጋዜጣዊ መግለጺ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ መደረ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamFebruary 11, 2021

    ሰብ ቀቲልካ ደቂስካ ኣይሕደርን’ዩ

      ድሕሪ’ቲ ካብ 4 ሕዳር 2020 ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኩናት፡ ምስሊ ኢትዮጵጵያ ብሓፈሻ እንታይነትን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamFebruary 11, 2021

    ኤርትራውያን፡ ህይወትና ክቕዘፍን መጻኢና ክኹለፍን ክሳብ መኣስ?

      ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኣቃልቦን ክስታትን ማሕበረሰብ ዓለምን ጸለውቲ ሃገራትን፡ ኣብ ልዕሊ ገበናዊ ተግባራት ኣቢዪ ኣሕመድን መላኺ ኢሳያስን ምሕያሉ፡ ተዓቢጡ ዝነበረ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJanuary 28, 2021

    ኤርትራውያን፡ ሓንቲ ህይወት እንከላትና ክልተ ግዜ ክንመውት ኣይግባእን

      ዝኸበርካ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ልዑል መስዋእቲ ዝተኸፍላ ሃገር ከይትድፈር፡ ልኡላውነትን መንነትን ህዝቢ ኤርትራ ክይሕከኽን ከይከላበትን ዋልታ ስለዝኾንካ፡ ኣብ ልዕሌኻ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJanuary 23, 2021

    ኤርትራውያን ብዲሞክራሲ ኣመሪካ ቀኒእና፡ ኣብ ሃገርና ዲሞክራሲ ክንትግብሮ ንኽእል ኢና፡

      ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ካብ 4 ሓምለ 1776 ጀሚሩ ንኣስታት 245 ዓመታት ከም ወረጃን ዘሐብንን ባህሊ ክሰጋገር ዝጸንሐ ሃብቲ፡…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJanuary 23, 2021

    ኤርትራውያን ሓድሕድና ንተኣማመን ንከባበር ብድሆታት ክስገር

      ድሕሪ’ቲ ኣቢዪ ኣሕመድ ምስ መላፍንቱ መላኺ ኢሳያስ ኮይኑ ኣብ ልዕሊ ክልል ትግራይ ዝኣወጆ ኩናት፡ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከቢድ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJanuary 12, 2021

    ጋዜጣዊ መግለጺ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ

      ኢሳያስ፣ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል ምኽንያት፣ ኩሉ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ሓሪሙ ብዘይ ናይ ጥዕና መከላኸሊ ናውቲ ዳጉንዎ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJanuary 12, 2021

    ኤርትራውያን፡ ቅድሚ ንኻልኦት ምውንጃል ንነብስና እንታይ ኣበርኪትና ክንሓታ ኣለና።

      ኤርትራውያን ንኸጽንትን ንኸዋርድን ወትሩ ዝምነን ከይደቀሰ ዝሓድርን፡ ቤትናን ትካላትናን ዘባደመ፡ ዕሸላት ደቅና ኣብ ኲናት ኣእትዩ ከምዝህሞኹ ዝገበረ፡ ዓሰርተታት ኣሽሓት…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamDecember 24, 2020

    ንሕና ናትኩም ንስኹም ናትና፡ ኩልና ኤርትራውን

      ጉጅለ ህግደፍ፡ ንዝኾነ ኤርትራዊ ብሓሳብ ምስኡ ዘይሰማማዕ እንተኾይኑን ንመሰሉ ሕቶን ርእይቶን እንተኣቅሪቡን፡ ዝዝልፍ መልሓስ እምበር ጽን ኢለን ዝሰምዓ ኣእዛን…

    Read More »
Previous page Next page