• Bayto Yiakl USA Editorial TeamMay 2, 2021

    ማሕበረሰብ ዓለም፡ ፍትሒ ክርገጽ ገበነኛ ክዕንድር ከስቕጥን ከፍቕድን የብሉን

      ኣብ ዝሓለፈ መንፈቕ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢዪ ኣሕመድ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ተላፊኑ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘርኢ ናይ ምጽናትን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamApril 22, 2021

    ኤርትራውያን መኣስ ኢና ንማሃር፡ ካብ ተንኮላት ህግደፍ ክንምሓር

      ህዝቢ ኤርትራ፡ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ብኽቡር መስዋእቱ ካብ መሬቱ ጸራሪጉ ልኡላውነቱ ካብ ዝጭብጥ; ድሮ 30 ዓመታት ክመልእ ሓደ ወርሒ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamApril 18, 2021

    ሳዋ፡ ሕልሚ መንእሰያት ዝመኽነሉ ስድራቤታት ዝዓንዋሉ መዓስከር

      ጉጅለ ህግደፍ፡ “ህዝባዊ ግንባር” ዝብል ስም ብመንግስቲ ኤርትራ ተኪኡ ብሓይሉ ስልጣን ምስ ሓዘ፡ ዝበዝሕ ጽላታት ኤርትራ ከም ዝርመስን ብቕዓቱ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamApril 10, 2021

    ምእንጋድ ስደተኛታት፡ ግቡእ እምበር ጉንዖን ሓለፋን ኣይኮነን

      ምእንጋድ ስደተኛታት፡ ግቡእ እምበር ጉንዖን ሓለፋን ኣይኮነን ኣብ ዓለምና፡ ንመሰል ሰብ ዝጣበቑን ኣብ መንጎ ሃገራት ዝህሉ ዝምድናታትን ርክባትን ዘማእዝኑን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamApril 4, 2021

    መስዋእትና ንናጽነት እምበር ጽግዕተኛ ንምዃን ኣይነበረን

      ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ ኣስታት 80 ዓመታት ንስለ ናጽነቱ፡ ክብረቱን ልላውነቱን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ’ዩ። ኣብቲ ልኡላውነቱ ንምርግጋጽ ኣንጻር ባዕዳዊ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamMarch 25, 2021

    ኤርትውያን፡ ብዝሞቱ ዲና ክንሓዝን ወይስ ንዘለዉ ከነድሕን ንወስን

      ኤርትራውያን ኣብ ገዛእ መሬትና ብዘይ ርጉእ ኣእምሮን ምሉእ ናጽነትን ክንነብርን ክንሳቀን ዝፈረዱና ካብ ነለልዮም ዓመታት ሓሊፉ’ሎ። ተሰከምቲ ኩሉ ዓይነት…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamMarch 21, 2021

    ዕድመ ጉጅለ ህግደፍ ዝምነ፡ መንሽሮ ኤርትራ’ምበር ሓላዪ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን

      ዕድመ ጉጅለ ህግደፍ ዝምነ፡ መንሽሮ ኤርትራ’ምበር ሓላዪ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ኣብ ሓምለ 2018 ምስቲ ሓላሚ ኣቢዪ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamMarch 14, 2021

    ለውሃት ጉጅለ ህግደፍ፡ መርድእ ሞት እናተላእከ ጓይላ ምትካል’ዩ

    እቲ ብዘይካ ሕሰም፡ ጽቡቕን ሰላምን ህዝቢ ኤርትራ ዘይብህግ ጉጅለ ህግደፍ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብጥሜት፡ ብሕጽረት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ሕማም፡ ምጥፋእ ሃለዋት ናይቶም…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamMarch 6, 2021

    ኤርትራውያን፡ ልጓም ዘይብሉ ፈረስ ስለዝተወጣሕና ንጸድፍ ኣለና

      ኤርትራውያን፡ ልጓም ዘይብሉ ፈረስ ስለዝተወጣሕና ንጸድፍ ኣለና  ኤርትራውያን፡ ጉዳይ ልኡላውነትና፡ መንነትናን ሰብኣዊ መሰል ህዝብናን፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamMarch 6, 2021

    ጋዜጣዊ መግለጺ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ

          ባይቶ ይኣክል ሕ.መ.ኣ BAYTO YIAKL USA الولايات كفایةالمتحدة مجلس ጋዜጣዊ መግለጺ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንኢሳያስ…

    Read More »
Previous page Next page