• Bayto Yiakl USA Editorial TeamJuly 25, 2021

    ኤርትራውያን ብዘሰማምዓና ሓቢርና ንስራሕ ፍልልይና ንምጽባብ ንምከር

      ኣብ ዓንዲ ሕጊ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሰፊሩ ዘሎ  ሕመረት ራእይ ባይቶ: ምህናጽ ቅዋማዊት፡ ዲሞክራስያዊት፡ ሰላማዊት፡ ሃብታም ሃገር ኮይኑ፡…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJuly 18, 2021

    ትሽዓተ ሓምለ፡ ሕልሚ ሰለስተ ንሓድሽ ንግስነት

      ሓምለ 9, 2018፡ ውልቀመላኺ ኢሳያስን መሻርኽቱ ኣቢዪ ኣሕመድን፡ ብስም ሰላምን ምትሕግጋዝን ህዝብታት ኤርትራን  ኢትዮጵያን” ዝፈረምዎ ናይ ሓሶት ስምምዕ’ዩ ነይሩ።…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJuly 11, 2021

    ዓመጽ ኣብ ቅድሚ ፍትሒ፡ ጠጠው ክትብል ብቅዓት የብላን

      ኣብ ዝሓለፈ 8 ኣዋርሕ፡ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብጉልባብ “ምኽባር ሕጊ” ክካየድ ዝጸንሐ ኩናት፡ ኣቃልቦ መላእ ዓለም ስሒቡ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJuly 4, 2021

    ልኡላውነት ኤርትራ፡ ኣብ ኣፋፌት ኣፈ-ርክቡ

    ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን፡ ብሰሪ ዕንደራን ስስዐ ስልጣንን ውልቀ መላኺ ኢሳያስን ኣቢዪ ኣሕመድን ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ፡ ካብ ዕለት ናብ ዕለት ብዝቀያየር ፖለቲካዊ፡ ጸጥታዊ፡ ዲፕሎማስያውን ቁጠባውን ቅልውላውን ምትፍናንን ይሕመስ ኣሎ። እቲ ውሽጣዊ ምብልላዕን ግዳማዊ ምትእትታውን ዘለዎ ቁርቁስ ድማ፡ ኣብ ሃገራት ኤርትራ፡ ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ የመን፡ ደቡብ ሱዳን፡ ጅቡቲ፡ ሶማልያን ዝያዳ ጎሊሑ ዝርአ ኮይኑ፡ ቀቢላዊ ግጭታት፡ ውድድር ስልጣን፡  ረብሓታት፡ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ድኽነትን ካብቲ ዓበይቲ ብድሆታት’ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ድማ ኣብ ከባቢኣ ብዝፍጠር ሰላምን ኩናትን፡ ልምዓትን ዕንወትን ክስተታት፡ ክትጽሎ ባህርያዊ’ኳ እንተኾነ፡ ዕንደራን ተጻባኢ ፖሊሲታት ጉጅለ ህግደፍ ግን፡ ንህዝቢ ኤርትራን ሃገራዊ መንነቱን ኣብ ኣፋፌት ጥፍኣት ኣብጺሕዎ ዘሎ ዝያዳ ኣሻቃሊ ኩነታት’ዩ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኩሉ ብሃገሩን ብህዝቡን ብመጻኢ ወለዶን ዝቁርቆርን ዝሻቀልን ኤርትራዊ ከኣ፡ ኤርትራ ክትህሉን ዘይክትህሉን ዝውስን፡ ኣብ ኣዝዩ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJune 17, 2021

    ምብዛሕና ከሐይለና እምበር ከዳኽመና ኣይግባእን

    ኣብ ሓንቲ ሃገር፡ ካብ ሓደ ንላዕሊ ሃይማኖት፡ ቋንቋ፡ ሰልፊታት ወይ ማሕበራት ፖለቲካ፡ ብሄራትን ዓሌታትን ምህላው፡ ሃብቲ እምበር መርገም ኣይኮነን። እቲ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJune 17, 2021

     መጋርያ ሓዊ ከይሃሞኾና፡ ንምጥፍኡ ክንዕጠቕ ኣለና

      ብሰንኪ’ዚ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢዪ ኣሕመድን ውልቀ መላኺ ኢሳያስን ኣብ ክልል ትግራይ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ህልቀታዊ ኩናት፡ መንግስቲ ኣመሪካ፡ ግጭት…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJune 2, 2021

    ኤርትራውያን፡ ሃገርናን መንነትናን ካብ ጥፍኣት ንምድሓን ብተግባር ነረጋግጽ

      ሓያሎ፡ ቃንዛን ዕንወትን ሃገሮም ዘሕዘኖምን ዘተሓሳሰቦምን ኤርትራውያን፡ “ኣብዚ እዋን’ዚ፡ እቲ ንህላወን ልኡላውነትን ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ ኣብጺሕዋ ዘሎ ኣዝዩ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamMay 23, 2021

    መዓልቲ ናጽነትና ብዕልልታ ተቐቢልናያ፡ ሎሚ ግን ብሓዘን ዘኪርናያ

    ኣብ 24 ግንቦት 1991፡ እቲ ዝድፈር ዘይመሰል ሰራዊት ኢትዮጵያ ተሳዒሩ፡ ተጋደልቲ ኣብ ኣስመራ ምስ ኣተዉን፡ ኣብ 27 ሚያዝያ 1993 ዝተኻየደ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamMay 14, 2021

    ጉጅለ ህግደፍ ኣብ መርዓ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዘርዓ

      ሓደ ካብ ቀንዲ ስጊንጢር መለለዪ ጠባያትን ኣሰራርሓን ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣብ ሃገራዊ በዓላት፡ ጽምብላትን ኣኼባታትን ጓይላን ዳንኬራን ምዝውታር’ዩ። ሕብረተሰብ፡ ኣብ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamMay 6, 2021

    ክስታት ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኣመሪካ፡ ሓባል በልያ ከይትቕድመኪ’ዩ

      ስማዊ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ጉጅለ ህግደፍ፡ ብ30 ሚያዝያ 2021 “ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ድሕሪ 30 ዓመት ናበይ?” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውጽኦ…

    Read More »
Previous page Next page