• Bayto Yiakl USA Editorial TeamOctober 3, 2021

    ደምና ንዝመጺ መጻኢና ንዝቆጺ ጉጅለ ህግደፍ ኣደብ ንግበረሉ

        ኤርትራውያን፡ልዕሊ ካልእ ህዝቢ ንመሰልና ዝተቃለስናን ከቢድ መስዋእቲ ዝኸፍልናን ኢና እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ዋጋ ናይቲ ዝኸፈልናዮ ክቡር መስዋእቲ፡ ሰብኣዊ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamSeptember 26, 2021

    ብጉጅለ ህግደፍ ደም ዝነብዐ ህዝቢ፡ ሳቦያ ኢሉ ክጉሕፎ ኣለዎ

        ሓደ ካብቲ ኣብ መብዛሕቶኦም መራሕቲ፡ ፖለቲከኛታትን ላዕለዎት ሰበስልጣንን ሃገራት ኣፍሪቃ ጎሊሑ ዝርአ ትምክሕቲ፡ ህልኽን ዕንደራን፡ ንስዕረትካን ድኻማትካን ብጸጋ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamSeptember 19, 2021

    ኤርትራውያን፡ እቶም ዘይተኣሰርና’ውን ኣሱራት ኢና

        ቅድሚ 20 ዓመት ኣብዚ ወርሒ’ዝን ኣብዚ ዕለት’ዝን፡ እተን ንህዝቢ ኤርትራ ከም 5 ህዋሳት ኣካላት ሰብ ኮይነን፡ ሓጎሱን ቃንዛኡን፡…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamSeptember 12, 2021

    ስነ ጥበባውያን ኤርትራ፡ ምንእንቲ ህዝብኹም ጠጠው በሉ

      ስነ ጥበብ፡ ሕብረተሰብ ናብ ቅኑዕ ጎደና ከምርሕን ክስጉምን፡ መኣዝ ኣብ ምትሓዝን፡ ሓቂ ኣብ ምግላጽ፡ ዜጋታት ኣብ ምምሃርን ምዝንጋዕን ዕዙዝ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamSeptember 5, 2021

    ብጉልባብ ግዳማዊ ተጻብኦ፡ ሓጥያት ጉጅለ ህግደፍ ክሕባእ ኣይግባእን

      ሓደ መስከረም፡ ንናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ዝወለደት ዕለት ስለዝኾነት፡ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ፍሉይ ምዕራፍ ዘለዋን ብድምቀት ትዝከርን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 29, 2021

    እገዳ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ፍሊጶስ፡ ናይ መጀመርታ መወዳእታ

      ክፍሊ ገንዘብ መንግስቲ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ’ቲ ዕሉል ገበነኛን የማናይ ኢድ ውልቀመላኺ ኢሳያስ ብምዃን ንህዝቢ ኤርትራ ንዓመታት ዘንብዕን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 22, 2021

    ስልጠና መዓስከር ሳዋ፡ ንሞትን ጥፍኣትን እምበር ንልምዓትን ድሕነትን ኣይኮነን

        ቀዳማይ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ንመበል 34 ዙርያ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ብ14 ነሓሰ 2021 ኣብ ዝመረቀሉ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 17, 2021

    ብረት ሰራዊት ኤርትራ፡ ጉጅለ ህግደፍ ንምጉሓፍ እምበር ህዝብና ንምድማይ ክቀንዕ የብሉን

      ሕብረተሰብ፡ ዘመናዊ ኣጽዋር ዝዓጠቐ፡ ንቕሓትን ኣካላዊ ብቕዓትን ዝደለበ፡ ንድሕነት ህዝቡን ሃገሩን ዘውሕስን ንልኡላውነት ሃገሩ ዝከላኸልን ንቅዋምን ሕግታትን ሃገር ዝምእዘዝን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 8, 2021

    ህዝቢ ኤርትራ፡ መጻኢ ወለዶ ዘጽንት ገበናት ህግደፍ ሰሚሩ ክቓወም ኣለዎ

      ህዝቢ ኤርትራ፡ ሰብኣዊ ክብሩ ክግህሱን መሬቱን ሃብቱን ክግብቱን ንዝመጹ ባዕዳውያን ገዛእቲ፡ ብኸቢድ መስዋእቱን ስሙር ሓድነቱን ስዒሩ፡ ነታ ከም ሃገር…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 1, 2021

    ህይወት ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ መጣልዒ ፖለቲካ ክኸውን ኣይግባእን

      ኣረሜናዊ ጉጅለ ህግደፍ ካብ ጽባሕ ናጽነት ኤርትራ ጀሚሩ፡ ኣብ ዝሓለፈ 30 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ፡ ግሁድን ስዉርን ምግሃስ…

    Read More »
Previous page Next page