• Bayto Yiakl USA Editorial TeamDecember 12, 2021

    ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ወናኒ ራኢኡ ፍትሒ ኣብ ኤርትራ ዕላምኡ

      ሓደ ህዝቢ ወይ ሃገር፡ ናጻን ክብረቱ ዝሓለወን ክብሃል ኣንተኾይኑ፡ እንታይ ከምዝደልን እንታይ ከምዝገብርን፡ ብዘይ ጸቕጢ ካልኦት፡ ወናኒ ዕድሉን መጻኢኡን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamDecember 5, 2021

    ጉዳይ ሓድነት ኤርትራውያን፡ ክምብል በለ እምበር ኣይተኻዕወን

      ኣብ ኤርትራ፡ ሰብኣዊ መሰልና ዝግህሰና፡ ክንስደድ ዝቅስበና፡ ብስእነትን ሕጽረትን ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዘሳቕየና፡ ውሉድን ወላድን ዝበታትነና ዘሎ፡ እቲ ለይትን መዓልትን “ፍትሓዊ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamNovember 28, 2021

    እንተዘይሰሚርና፡ ኣብ ስደት’ውን ግዳይ ተንኮላት ህግደፍ ኢና

      ወከልቲ ጉጅለ ህግደፍ: ኣብ ዶባት ትግራይ ዳግማይ ኩናት ንምብራዕ፡ ንኣቢዪ ኣሕመድ ካብ ውድቀት ንምድሓን፡ ህዝቢ ኤርትራ ንምጭፍላቕ ዘገልግል ትካላት…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamNovember 21, 2021

    ቃንዛ ህዝቢ ኤርትራ ሰማዒ ይረክብ ኣሎ

      ክፍሊ ገንዘብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ’፡ ብ12 ሕዳር 2021 ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ምስ ኩናት ክልል ትግራይ ዝተኣሳሰር ኣብ ልዕሊ ትካላትን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamNovember 14, 2021

    ኣብ ኢትዮጵያ፡ ደም ዘፍስሱ እምበር ንብዓት ዝሕንስሱ መራሕቲ ኣይተራእዩን

      ሓቅን ፍትሕን፡ ብሓሶትን ፈኸራን ብዝሒ ሰብን ገንዘብን ዝዕምጸጻን ዝቅበራን እንተዝኾና፡ ናእሽቱ ሃገራት፡ ድኻታትን ድኹማትን ኣህዛብ ኣብ ገጽ ዓለም ኣይምነበሩን።…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamNovember 7, 2021

    ኤርትራውያን፡ ዳግማይ ከምዘይንዕረ ከይንፈርስ ንጠንቀቕ

        ዝኾነ ሕብረተሰብ፡ ኣብ ዕለታዊ መነባብሮኡን ህይወቱን ዝምርሓሉን ዝቅየደሉን ቅቡላትን ዘይቅቡላትን ሕጊታት፡ ልምዲታትን ወግዒታትን ኣለዉዎ። ብዘይካ’ዚ፡ መንግስቲ ግዝኣተ ሕጊ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamNovember 3, 2021

    ህዝቢ ኤርትራ፡ ተሰካሚ ሓጥያትን ዕዳን ጉጅለ ህግደፍ ክኸውን የብሉን

      ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣብ መላእ ኣካላት ህዝቢ ኤርትራ ተሰትዩ ንዓመታት ዝሳጺ ዘሎ መድሃኒት ዘይተረኽቦ ሕዱር ሕማም ኢዩ። በቲ ጉጅለ ህግደፍ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamOctober 24, 2021

    መሰልን ድሕነትን ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምርግጋጽ፡ ሕቡራት ሃገራት ሓላፍነት ከወስድ ይግባእ

      ጠንቂ ስደትን ሕሰምን ኤርትራውያን፡ ብቀንዱ ጉጅለ ህግደፍ ስለዝኾነ፡ መፍትሒኡ ድማ ጉጅለ ህግደፍ ተኣልዩ ኣብ ኤርትራ ፍትሒ፡ ልዕልና ሕጊ፡ ብልጽግናን፡…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamOctober 17, 2021

    ኤርትራውያን ኣመሪካውያን-ልዋም ለይቲ ሓሪሙና

    ሰባት ኣብ ዕለታዊ ህይወቶም ዘድልይዎም ብዙሓት እኳ እንተኾኑ፡ ዝብላዕ፡ ዝስተ፡ መጽለሊ፡ ዝልበስ፡ ከምኡ’ውን ልዋም ድቃስ ግን መሰረታውያን ነገራት ኢዮም። ኣብተን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamOctober 10, 2021

     ክንስስን ክንሕይል፡ ንጽቡቕና ንሞጉስ ንሕመቕና ንመንቑስ

        ሰባት ኣሽምባይዶ ካብ ዝተፈላለየ ድሕረ ባይታን ኣተሓሳስባን ተጠርኒፎምን ንናይ ሓባር ዕላማ ክቃለሱ ዝወሰኑ፡ ካብ ሓንቲ ማህጸንን ስድራቤትን ዝተወልዱን…

    Read More »
Previous page Next page