• Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ግንቦት 24፡ ህያብ ስውኣት ንብረት ህሉዋት

      ግንቦት 24፡ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሓንቲ ካብተን ልዑል ክብሪ ዘለዋን ኣብ ዓውደ ኣዋርሕና ደሚቃ ትርአ ዕለት ኢያ። ግንቦት…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ኣጠቃቅማ ማሕበራዊ መራኸቢታትን መንእሰያትን

    ተራ ማሕበራዊ መራኸቢታት (Social Media) ፡ ኣብ ምስላጥን ምምዕባልን ዕለታዊ መነባብሮ ሰባት ልዑል ተራ ኣለዎ። ብፍላይ ድማ ኣብዚ ዘለናዮ መዋእል፡…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፊ ጥራይ ነጽንዕ

    ኣብዚ እዋን’ዚ ዝበዝሕ ኤርትራዊ ከምዝሰማምዓሉ፡ ቀዳምነታት ህዝብና፡ ፍትሒ፡ ስርዓተ ሕጊ፡ ሰላምን ብልጽግናን ምንጋስ ኢዩ። እዚ ክረጋገጽ እንተኾይኑ ድማ ነቲ ጠንቂ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ምሁራትና ኮስኮስቲ ሕብረተሰብና እምበር ተዓዘብቲ ሕሰምና ኣይኮኑን

    ቀዳሞት፡ “ዘይተማህረ ነየድሕን ዘይተወቅረ ነየጥሕን” ኢሎም ክምስሉ እንከለዉ፡ ኣገዳስነት ትምህርትን ፍልጠትን ኣብ ሕብረተሰብ ልዑል ምዃኑ ንምግላጽ ኢዮም። ለባምን ምሁርን ዘይብሉ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ኤርትራውያን፡ ሕማምና ከይፈለጥና መድሃኒት ኣይንረክብን ኢና

    ኣብ ዘለናዮ መዋእል፡ ኩለን ሃገራትን መንግስታትን፡ ብሓይሎም ኣብ ስልጣን ዝተኾደጩ ውልቀመለኽቲ ይኹኑ ብህዝቢ ዝተመርጹ ለባማት መራሕቲ፡ ፍሉጥ ቅርጺ መንግስቲ፡ ቤት…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ኤርትራውያን፡ ንዝነብዕን ዝጭነቅን ዘሎ ህዝብና ሕጂ ንጣበቀሉ

    ኣብ 1951 ዝተኸተመ ኣህጉራዊ ውዕል ስደተኛታት፡ ብሰብ ዝሰርሖን ብባህርያዊ ጠንቅታትን ሰባት ኣብ መበቆል ዓዶም ዕለታዊ መነባብሮኦም ብሰላም ክመርሑን ህይወቶም ከድሕኑን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ኤርትራውያን፡ ወገንና እናተሳቀየ ተዓዘብቲ ኣይንኸውንን ኢና

    ግደ ሓቂ ንምዝራብ፡ ህዝቢ ኤርትራ ዝያዳ ካልእ ህዝብን ሓብረተሰብን ንመሰሉን ንመሬቱን ረዚን መስዋቲ ስለዝኸፈለ፡ ስለዝተሳቀየን ሕሰም ስለዝተጻወረን፡ ዓስቢ መስዋእቱን ስቃዩን፡…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamAugust 25, 2020

    ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስን ትጽቢት ህዝቢ ኤርትራ ካብ ጉጅለ ህግደፍን

      ብሰሪ ኣዕናዊ ፖሊሲታት ጉጅለ ህግደፍ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዘይንቡር ፖለቲካዊ፡ ቁጠባውን ማሕበራውን ከነታት’ዩ ዝርከብ ዘሎ። ጉጅለ ህግደፍ ዋላ’ኳ በቲ…

    Read More »
  • Bayto YiaklAugust 22, 2020

    Media and Information

    According to Committee to Protect Journalists (CPJ), Eritrea is ranked worst country for press censorship 1 . In today’s Eritrea,…

    Read More »
  • Bayto YiaklAugust 8, 2020

    Diplomacy and Lobbying Department

    The Diplomacy and Lobbying Department of the BAYTO YIAKL U.S.A is a department devoted to representing long term positive relationship…

    Read More »
Previous page Next page