-
ዓቢ ብስራት፡ ንኣፉ ዝተዓብሰ ህዝቢ ኤርትራ
ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ከም መቀጸልታ ናይቲ ህዝብና ማዕረ ካልኦት ህዝብታት ዓለም ሰላምን ፍትሕን ክረክብን ኣብ ሃገርና ልዕልና…
Read More » -
ካብ እምባና ነፍርስ፡ መግዛእቲ ህግደፍ ንደምስስ
ሰባት ካብ ካልኦት እንስሳታት ዝያዳ ዝፈልየና፡ ብሕግታትን ሰብኣዊ ስነ ምግባርን ተቀይድና ስለ እንኸይድን፡ ዘጸብቀልናን ዘኽፍኣልናን ስለ እንግንዘብን ኢዩ። ሰባት…
Read More » -
ኤርትራውያን ወጠንትን ተግበርትን ጉዳይና ንሕና ኢና
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ ገዲም ተጋዳላይን ኣብ ጉጅለ ህግደፍ ብዝለዓለ ጽፍሒ መሪሕነት ዘገልግለን ኣቶ መስፍን ሓጎስ፡ “ካብ ስርዓት ህግደፍ ዝኸፍእ…
Read More » -
ኤርትራውያን ካብ ንነብዕ በበይንና፡ ብሓባር ፍታሕ ንርከበሉ ንቃንዛና
ሎሚ ኤርትራዊ ኢየ ዝብል ሰብ፡ እዚ ብጉጅለ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝወርድ ዘሎ ዘስካሕክሕ ደረጃ መነባብሮን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰልን፡…
Read More » -
ክንስደድ ተገዲድና፡ ፍቅሪ ሃገርና ግን ኣብ ደምና ኣሎ
ጉጅለ ህግደፍ፡ ነቲ ኣብ ሃገርና ማሕበራውን ቁጠባውን ለውጢ ከምጽእ ዝኽእልን ልኡላውነት ሃገር ዘውሕስን ሕመረት ክፋል ሕብረተሰብ መንእሰይ፡ ርእሱ ከምዘድንን፡…
Read More » -
ሕልሚ ሰማእታት ምኽባር፡ መርኣያ ልቦናን ዋሕስ መጻኢናን’ዩ
ኣብ ዓለም፡ እታ ካልኣይ ግዜ ዘይትርከብን ዘይትምለስን ኣዝያ ዝኸበረት ህይወትካ ምእንቲ ሃገርካን ህዝብኻን ምውፋይ፡ እቲ ዝዓበየ ህያብ ኢዩ። ኣብ…
Read More » -
ጉጅለ ህግደፍ ብኮሮና ቫይረስ ኣመኽንዩ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፍጽሞ ዘሎ ገበን ጠጠው ይበል
ዓለም ብሰንኪ’ዚ ወሪዱ ዘሎ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፡ ኣብ ዓቢ ቁጠባዊ ቅልውላውን ስነ ኣእምሮኣዊ ጭንቀትን ስለእትርከብ፡ መንግስታትን መራሕትን፡ ነቲ ለበዳ…
Read More » -
ደምና ንዝመጺ መጻኢና ንዝቆጺ ጉጅለ ህግደፍ ኣደብ ንግበረሉ
ኤርትራውያን፡ ልዕሊ ካልእ ህዝቢ ንመሰልና ዝተቃለስናን ከቢድ መስዋእቲ ዝኸፍልናን ኢና እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ዋጋ ናይቲ ዝኸፈልናዮ ክቡር መስዋእቲ፡ ሰብኣዊ…
Read More » -
ተራ ስነ ጥበባውያን፡ ኣብ ምንጽብራቕ ወጽዓ ህዝብን ምኹስኳስ ሃገራዊ መንነትን
ስነ ጥበብ፡ ሕብረተሰብ ናብ ቅኑዕ ጎደና ከምርሕን ክስጉምን፡ መኣዝን ኣብ ምትሓዝን፡ ሓቂ ኣብ ምግላጽን ዕዙዝ ተራ ኣለዎ፡፡ ስነ ጥበብ፡ መነባብሮ፡…
Read More » -
እቲ ዘይንቡር፡ ንቡር ይኸውን ኣሎ
ኣብዚ እዋን’ዚ ብሰሪ’ቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል፡ ድኽነትን ገደብ ኣልቦ ግዱድ ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ ኣሽሓት ኤርትራውያን፡ ዝበዝሑ ካብኦም…
Read More »