• Bayto Yiakl USA Editorial TeamMarch 6, 2022

    ውዕለት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ፡ ልዕሊ ጽምብል 8 መጋቢት’ዩ

      ዝመጽእ ሰሉስ፡ 8 መጋቢት 2022፡ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኢዩ። ኣብ ሃገርና በዓል 8 መጋቢት ዓመት መጸ፡ እንተ ብጽቡቕ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamFebruary 27, 2022

    ሕሉፍ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ፡ መሕብኢ ገበናት ጉጅለ ህግደፍ ክኸውን ኣይግባእን

      ኣብ ፖለቲካውን ዕጥቃውን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ንምስዓርን ካብ መሬትና ንምጽራግን፡ ንምእማኖም ዘጸግሙ ኣዝዮም ብዙሓትን ኣገረምትን ጅግንነትን ቅያታትን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamFebruary 20, 2022

     ብህይወትና እንከለና፡ ህዝብና ይሃልቕ ኣሎ

      ኣብ ኤርትራ፡ ህዝብና ብወግዒ ዝተዋሳኣሉን ዝፈልጦን ቆጸራ ህዝቢ ተኻይዱ ኣይፈልጥን ኢዩ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራ፡ ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮንን…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamFebruary 5, 2022
    158

    ኤርትራ፡ ጸገም መራሕቲ ሃገር እምበር፡ ጸገም ኣማሓደርቲ ዓዲ የብላን

      ህዝቢ ኤርትራ፡ ቅድሚ ጉጅለ ህግደፍ ስለዝተፈጥረን ልዕሊ ጉጅለ ህግደፍ ልቦና ስለዘለዎን፡ ጉጅለ ህግደፍ ብዝኾነ መለክዒ ወይ ሞራል፡ ንህዝቢ ኤርትራ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJanuary 30, 2022

     ስለዝሰነፍና፡ ብህይወትና ንቕበር ኣለና

      ሰባት፡ እንተ ብሕማም እንተ ብሓደጋ፡ ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ወይ ዕድመ ምስ ደፍኡ፡ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝፍለዩ ዘካትዕ ኣይኮነን። ኣማውታ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJanuary 23, 2022

    ኤርትራውያን፡ ለገስቲ ገንዘብ ንሕና ተሰከምቲ ሕሰም ድማ ንሕና

      ጉጅለ ህግደፍ፡ ንዓመታት ክጥቀመሉ ካብ ዝጸንሐን ገና ብዝተራቐቐ መልክዑ ዝቅጽሎ ዘሎን መደናገሪ ሽጣራ፡ ብጉልባብ ምክልኻል ሃገር፡ ምንባይ ስድራቤት ስውኣት፡…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJanuary 16, 2022

    ኤርትራ፡ ብዘይካ ስም ሩሕ ዘይብላ ሃገር

      ኣብ ማዕከናት ዜና ጉጅለ ህግደፍ፡ ዕንዛርያ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት ኣብ ዘቤታውን ኣህጉራውን ጉዳያት ኣመልኪቱ መግለጺ ክህብ’ዩ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJanuary 9, 2022

    ምሩጻት ቃላት ብምድርዳር፡ ካብ ገበን ኣየድሕንን’ዩ

      ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ክልተ ናይ ሓባል በልያ ከይትቕድመኪ ምስሉይ መግለጺ ኣቕሪቡ። እቲ ቀዳማይ መግለጺ፡ “መራሕቲ ወያነ ኣብ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamJanuary 8, 2022

    ንሓዳስ ዓመት ብሓድሽ መብጽዓ ንደራኺ ዓወት

        ሎሚ ሓደ ጥሪ፡ በኹሪ ዕለትን ፈላማይ ወርሕን ናይ ዓመተ 2022 ኢዩ። ብልምዲ ሓድሽ ዓመት ክንኣቱ እንከለና፡ ናይ ዝሓለፈ…

    Read More »
  • Bayto Yiakl USA Editorial TeamDecember 26, 2021

    ኤርትራ፡ ሰብ ዝስወረላን ዝርዕደላን ሃገር

        ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ኮይና ዳግማይ ስለዝተመርጸት፡ ንሓደ ክልተ ገርሀኛታትን ብዛዕባ ኤርትራ ሰናይ ዝምነዩን፡…

    Read More »
Next page